Latest videos by aligey
-
Pinned
🥰🥰🥰🥰💞✌️
-
– photo post
Pinned
Photo post
ኣብ Tiktok ሓሪፍ content ሒዙ ልመፀ ኣውዚ ሰሙን ለለ viral ልወፀ ብዙሕ ሰብ ለገርም ለሎ kalu እዩ Instagram ለለ 'ሞ even Sza commented on his post🥰❤ This kid is so fly🔥 ኸዚ ሃም ሓሪፍ ሱኽ ኢልኩም follow ጥራሕ በልዎ ወዲ ዓድና ወዲ ላሕምና ላበልኩም ከይተበላሸዩሉ😌 ተኺእልኩም መቐለ ለለኹም ዙ ጀሚሩዎ እንዮ ኣቅሊሉ ከይሪኦ ሓግዝዎ!!🤲❤️
-
Pinned
Photo post
🥰🥰❤️💛❤️✌️
-
– photo post
Photo post
Weldsh Tdf ኣቤት ጭካነ ንዓይስ ሃንጊ 😭 ትማሊ ከቢድ ፈተና ተፈቲነ ብሂወት ዝተረፍኹላ መዓልቲ ነይራ ! #ተመስገን ፈጣሪ 🙏 ትማሊ ጥቅምቲ 24 ናይ ምሸት ሰዓት 1:10 ሞባይለይ ክሕድጉ ብቶኽሲ ዝተደገፈ ፈተና በፂሕኒ ። ማርያምን ብጣዕሚ እየ ሓዚነ😭 ኣነስ ኽልእተ እግረይ ፓራላይዝ ፣ብንውር'ኳ ከይሸይን ብቱቦ ዝሸይን ፣ እዚ ከይኣክል ከም ሞባይል ብቻርጀር ንባዕለይ ቻርጅ እናገበርኹ ዝነብር ሞት ዝፅበ ዘለኹ ኣብ ከበድ ስቓይን ቓንዛን ዘለኹ ሰብ እየ ።…
-
– photo post
Photo post
#አዶናይ ማሸነፍ የለበትም የምትሉ ሰወች ጤነኛ ናቹህ? በድራማ የተቀየረ ድህነት የለም ወዳጄ በተግባር እንጂ አዶናይ ነው በተግባር ያሳየው ።❤ እሱኮ የብዙ ሰው ሂወትን የታደገ ጀግና ነው💪 ፈሳም ሁላ ወደ ስድስት ሚሊዮን ተከታይ ህዝብ ነው የሚከተለው እና እሱን ዝቅ ለማድረግ ስትደረደሩ እያየን እየታዘብን ነው። ድል ለአዶናይ🙌
-
– photo post
Photo post
#ደው_ንበል_ናይ_ሓደ_ጉድኣት_ናይ_ኩልና_እዩ! #ትግራይና ክሳብ መዓስ ብካራን ፋስን፣ ብሞትን ስደትን፣ ብጥሜትን መከራን ክትሕመስ ትነብር? ሓንሳብ ደው ኢልና ንተሓሳሰብ! #ኣብ ከምዚ ዝበለ ዕግርግርን ሕንፍሽፍሽን፡ እቲ ብሰላም ወፊሩ ብሰላም ኣትዩ ደቁን ቤተሰቡን ከዕቢ ዝፅዕር ድኻ ህዝቢ እዩ ግዳይ ዝኸውን። እቶም ብረሃጾፆም ምንባር ዘይደልዩ ጨካናት ሌባታትን ብህዝቢ ስቓይ ዝነግዱ ፖለቲከኛታትን ግን፡ ኣብ ከምዚ ህውከት’ዮም መኽሰብ ዝረኽቡ። #ሎሚ ናይ ሓደ ገዛ…
-
– photo post
Photo post
ንብረት ህዝብን መንግስትን ካብ ዘራፎ ንምክልኻል ኣብ ዝገበሮ ፃዕሪ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ብዘስካሕክሕ ኩነታት ህይወቱ ሓሊፋ 😭 24 ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም (ፅላል-ሲማምት) ካብ ምዕራብ ትግራይ ተመዛቢሉ ኣብ ከተማ መቐለ ማእኸል መዕቖቢ 70 ካሬ ኣብ ትሕቲ ቀዳድ ኬንዳ ንልዕሊ 7 ዓመታት መሪር ናብራ ከሕልፍ ዝፀንሐን፣ "ሎሚ ፅባሕ ናብ መረበተይ ክምለስ እየ" ብዝብል ተስፋ ዝነብር ዝነበረን መንእሰይ ግደይ መረሳ ፣ ንብረት ህዝብን መንግስትን ካብ ዘረፋ ንምክልኻል ኣብ…
-
– photo post
Photo post
-
– photo post
Photo post
ዝረኣየ 👁️ ዓይኑ ይብራህ ሼር ናብ ኩሉ🤲እዛ ኣብ ታሕቲ ኣብ ምስሊ እትርእይዋ ዘለኩም ሓፍትና ሽማ ዘውዱ ፀጋይ ትብሃል ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ጣብያ ሓድነት ቁሸት ቃልቃሌት ኮይና ነባሪት ከተማ ውቅሮ እያ። ብዕለት 21/2/2019 ዓም ዕለተ ቀዳም ካብ ገጠር እንዳ ወለዳ ንውቅሮ ይከይድ ኣለኩ ኢላ ድሕሪ ምውፅኣ ሃንደበት ስልካ ብምዕፃው ደሃያ ኣጥፊኣ ካብ ዘይንረክባ 4ይ መዓልታ ጌራ መላእ ቤተሰብ ብፍላይ ድማ ወለዳ ከብዲ ወላዲ ኮይኑና ኣብ ከቢድ ፍርሕን ልዑል ሻቅሎትን…
-
– photo post
Photo post
-
– photo post
Photo post
-
– photo post
Photo post
ኩላትና ከም እንፈልጣ፡ ሓፍትና ወይኒ ብዘለዋ ፍሉይ ክእለትን ፈጠራን ወትሩ ኣብ ገፅና ፍሽኽታ እተስርፅ፣ ኣብ ዝደበረና እዋን ብሰሓቕን ብቁምነገርን እተዘናግዓና ብልፅቲ ሓፍትና እያ። ሕጂ ድማ ኣብ G-Power Creative Awards Ethiopia ኣብ ክፍሊ "Best Artist / Painter / Poet" ተሓፅያ ትርከብ ኣላ! ንፃዕራን ኣፍልጦ ንምሃብ፣ "ኣጆኺ! ኣብ ጎንኺ ኣለና!" ንምባልን ናብ ዓወት ንምብፃሕን ድምፅና ወሳኒ እዩ። ስለዚ ሓቢርና ንሓፍትና ወይኒ…
-
– photo post
Photo post
e🌟 ንሓውና ኣዶናይ (Adonay Mada) ድምፂ ንምሃብ ሊንክ ዝሓተትኩም ኩልኹም! 🌟 ብዙሓት ኣሕዋት "ናይ ኣዶናይ መምረፂ ሊንክ ኣበይ ኣሎ? ስደዱልና!" እናበልኩም ክትሓቱ ዝቐነኹም፡ እንሆ እቲ ወግዓዊ ናይ ድምፂ መሃቢ (Voting Link) ቀሪቡልኩም ኣሎ። ሓውና ኣዶናይ ክሳብ ሕዚ ዘለዎ ድምፂ 125,860 ሽሕ እዩ ብጣዕሚ ዘተባብዕ እዩ፡ ሕዚ ድማ ዝያዳ ሓቢርና ብምድጋፍ ኣብ ዓወት ከነብፆሖ ንኽእል ኢና! 🔗 ናይ ድምፂ መሃቢ ሊንክ (Voting Link) ኣብዚ…
-
23 likes 1 comment 0 shares 1 save
🥺🤌🥰❤️
Showing 14 of 6,467 videos
Load more videosExplore & export videos
Uses the videos loaded on this page. Load more to include older ones.
Videos by month
aligey TikTok stats
aligey (@aligey18) has 106,651 TikTok followers as of . That is about 107K followers.
- Followers
- 106,651
- Likes
- 3,374,409
- Videos
- 6,467
- Likes per video
- 522
- Median per post
- 3.9K views
- Average views per follower
- 0.06
- Most viewed recent posts
- “ዕድልካን ካበይ ከም ትመፅእ ኣይፍለጥን እዩ፤ እቲ ቀንዲ ቁም-ነገር ግን ኣእዳውካ ንስራሕ፣…” · 29.8K views ·
- “ሰባት “ሜሮን ተመሪዓ ድያ?” እናበልኩም ትሓቱ ስለ ዘለኹም፡ ሜሮን ኣይተመርዓወትን። እቲ…” · 12.3K views ·
- “ማሸነፍ የለበትም የምትሉ ሰወች ጤነኛ ናቹህ? በድራማ የተቀየረ ድህነት የለም ወዳጄ በተግባር…” · 5.6K views ·
- Pinned posts
- 3, with 593K, 532K and 81.9K views
- Last post
- (less than a day before this check)
- Post types
- 2 videos, 12 photo posts
aligey follower history
Followers on the left axis, likes on the right. Recording started on ; each day this profile is refreshed adds a point. How the follower history is recorded
About aligey
Account created