Oasis@🇸🇪 (@king66.6)
- Followers
- 19.6K followers
- Following
- 3.4K following
- Likes
- 394K
- Videos
- 1.5K
- Avg length
- 0:39
Latest videos by Oasis@🇸🇪
-
– photo post
Pinned
Photo post
ሊዮኔል መሲ (Lionel Messi): ብ 5 ሸቶታት ኣብ ቅድሚት ብምስራዕ ይመርሕ ኣሎ። መሲ ሕጂ እውን እንተኾነ ተኣምራታዊ ብቕዓቱ ብምርኣይ ንጋንታኡ ይመርሕ ኣሎ። ኪሊያን ምባፔ (Kylian Mbappé): ብ 4 ሸቶታት ንመሲ ብጽኑዕ ይስዕቦ ኣሎ። ምባፔ ብተፈጣሮኣዊ ቅልጣፈኡን ንፉዕ ናይ ሸቶ ዕድላት ናይ ምጥቃም ክእለቱን ፍሉጥ እዩ። ኤርሊንግ ሃላንድ (Erling Haaland): ብ 4 ሸቶታት ምስ ምባፔ ማዕረ ኮይኑ ይስዕብ ኣሎ። ሃላንድ ከም ሓደ ናይ ሸቶ ማሽን…
-
– video Pinned
He’s back let’s welcome him 👏
-
– photo post
Pinned
Photo post
ታሪኽ እዛ ሱዳናዊት ጓል ኣንስተይቲ ልቢ ዝሰብር እዩ 💔😭😭 እቶም ወተሃደራት (RSF) ክቐትልዋ ቀረብዋ፣ ንደቃ ክትከላኸል ፈቲና፣ ሓገዝ ለመነት እቶም ክፉኣት ግን እናገደዱ ኣብ ቅድሚ ደቃ ይሃርምዋ ኔሮም፡ ደሓር ልባ ዝያዳ ከሕምማ፡ ኣብ ቅድሚኣ ደቃ ቀቲሎም ኣብ መወዳእታ ድማ ኣብኡ ቀቲሎምዋ 😭😭 ኣምላክ ሕነ ይፈዲ እቲ ብቀይሕ ከቢበዮ ዘለኩ ቆልዓ፡ ስንባዱኡን ፍርሓቱን ተራእዩ 😭😭😭 ኡፍፍ ድሕሪ ምርኣየይ እታ ቪድዮ ካብ ኣእምሮይ ከውጽኣ ኣይከኣልኩን። ደቂ…
-
– photo post
Photo post
ሲሃም ዓሊ ዓብዱ፡ ን14 ዓመታት ኣብ ጸልማት ዝተኣስረት ዝተረሰዐት! እዛ ህጻን እንታይ ኣቢሳ? እቶም ደገፍቲ'ኸ ንፍትሒ ኣይሓቱን ድዮም? ሃገር ብዘይ ሕጊ ገሃነም እያ! ጓል 15 ዓመት ከላ ዝተኣስረት ሲሃም ዓሊ ዓብዱ፡ ሎሚ መበል 29 ዓመት ዕድሚኣ በጺሓ ኣላ። ን14 ዓመታት ብዘይ ዝኾነ ክሲ፡ ፍርዲ ወይ ኣበይ ከም ዘላ ከይተፈልጠ ኣብ ጸልማት ተዳጒና ኣላ። እንኮ በደል ናይዛ ኣመሪካዊት ዜግነት ዘለዋ ንጽህቲ ጓል፡ እቲ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ኣቦኣ…
-
– photo post
Photo post
ሓያላት ሰባት (ብስነ-ልቦና ድልዱላት ዝኾኑ ሰባት) ነዘን 9 ባህርያት ይውንኑ፦ 1️⃣ ርእሰ-ምትእምማን ኣለዎም፦ ንነብሶም ምስ ካልኦት ኣይወዳደሩን፤ በቲ ዘለዎም መንነት ሕጉሳትን ዕጉባትን እዮም። 2️⃣ ኣፍረይቲ እዮም፦ ግዜኦም ብግቡእ ስለዘመሓድሩ፡ መዓልታዊ "ሎሚ እንታይ ክሰርሕ?" ኢሎም ብመደብ ይብገሱ። 3️⃣ ኣወንታዊ (Positive) ኣተሓሳስባ ኣለዎም፦ ንነገራት ብጽቡቕ ጎኖም ስለዝርእዩ፡ ንነብሶም ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ዙርያኦም ንዘለዉ እውን ጽቡቕ ጽልዋ…
-
– photo post
Photo post
-
– photo post
Photo post
ይነበብ ነደይ ክቐብራ ኢለ ከይደ መቓብረይ ፍሒረ ኢልኒ ስሙ ክነግረሉ ዘይደለየ ሓደ መንእሰይ:: ናብ ሽወደን ካብ ዝኣቱ 16 ዓመተዩ ዜግነት ካብ ዝወስድ 9 ዓመተ ድማ ኮይኑ:: ነደይ ሎሚ ጽባሕ ዓድና ደሓን ይኸውን ኢለ ክጽበ.. ኣደይ ክርእያ እንዳበልኩ ዓመታት:: ከይደ ከይረኣኽዋ ዓሪፋ:: ምስ ናፍቖተይ ስለ ዝንበርኩ ነቦይ ድማ ሞራል ክኾኖ ኣይትቕበርዋ ኢለ ብተብተብ ን ዓዲ ከይደ :: እዚ ክብለኪ ኣይቃወም ፖሎቲክ ኣይዛረብ ኢደይን እግረይን…
-
– photo post
Photo post
*“ዘማዊ ዋላ ይኹን፡ ክገድፎ ኣይከኣልኩን”* ስመይ ቤተል ይበሃል። ወለደይ መታን ሃይማኖታዊ ስርዓትን ስነ-ምግባርን ሒዘ ክዓቢ፣ ‘ኣበይ ኣትኺ ኣበይ ወጻእኺ’ ኢሎም ዝቆጻጸሩኒ ኣዝዮም ሓያላት እዮም። እንኮ ጓሎምን ቆልዓ መጽብዓን ብምዃነይ ከም ተኣፋፊት ዕምባባ እናተሓለኹ፡ ብኡፍኡፍ ግን ካብቲ ንቡር ምሕዝነታዊ ምትእስሳር ተነጺለ ዓብየ። ወለደይ ኣብ ደገ ዘሎ ዓለም ብተንኮል፣ ብክፍኣት ዝመልአ ስፍራ ገይሮም እዮም ዝስእሉለይ ነይሮም “መሓዙት ምብዛሕ ናብ ጥፍኣት እዩ…
-
– photo post
Photo post
ክትዕ ብዛዕባ ምስጓግ መንእሰያት ኣብ ሽወደን ☆ ኣርባዕተ ተቓወምቲ ፓርቲታት — ሶሻል ደሞክራት (Social Democrats)፡ ፓርቲ ማእከል (Centre Party)፡ ፓርቲ ጸጋምን ( Left Party) ሓምለዋይ ፓርቲን (the Greens)— ንገለ መንእሰያት ካብ ሽወደን ምስጓግ ንግዚኡ ደው ዘብል መፍትሒ ክቐርብ ተሰማሚዖም። እዚ ክሳብ ነባሪ ፍታሕ ዝርከብ ንምግባር ዝዓለመ እዩ። ☆ ብፍላይ እቶም ከም ቆልዑ ናብ ሽወደን ዝመጹ፡ ብምኽንያት ስድራቤታዊ ርክብ መንበሪ…
-
– photo post
Photo post
#eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha👭👩❤️💋👨🔐 #habeshatiktok🇪🇷🇪🇹🇻🇳
-
– photo post
Photo post
"ትኣምኑ ዶ የሕዋት?! ወዲ ሰለስተ ዓመት ትኣምረኛ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኔቫዳ ፒየር (Nevada Pierre) ዓለም የዘራርብ ኣሎ! እታ ገዚፍ ክለብ ሪያል ማድሪድ ነዚ ቆልዓ ንምፍራም እንታይ ትገብር ኣላ መስለኩም? 1️⃣ ሪያል ማድሪድ ነቲ ላዕለዋይ ሃዳናይ ኩዕሶ ተጻወትታ ዝኾነ ፡ ምስ ስድራቤት ኔቫዳ ክራኸብ ብቐጥታ ናብ ኣመሪካ ልኡኻ ሰዲዳ ኣላ! ✈️ 2️⃣ ፕረዚደንት ፍሎረንቲኖ ፔረዝ፡ ዝኾነ ክለብ ካብ ዘቕርቦ ጠለብ ብ 3 ዕጽፊ ከፊሉ ንክወስዶ ድሉው ከምዘሎ…
-
Photo post
-
– photo post
Photo post
ዋዕላ ራሻ ኣፍሪካ ተዛዚሙ፡ እኒ ብዓል ኣቢ ኣሕመድ ናብ ዓዶም ኣጽዋሮም ሒዞም ተመሊሶም ኣለዉ። እቲ ዕንዝራ ነዳይ ኢሰያስ ግን ኣበይ ከምዘሎ ኣይተፈልጠን። ምናልባት ሓደ ቁሩብ ትካቦ እኽሊ እንተተኾብሉ የጠራቅም እውን ይህሉ ይኸን እዩ። ሓቂ ንምዝራብ ንሱስ ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ጉዳይ ክዛረብ ኣይመጻእኩን፡ ናይ ዓለማዊ ጉዳይ እምበር፡ ንኣብነት ንምንታይ እየን እዘን ምዕራባውያን ንራሻ ዝኽርድናአ (containment) ዘለዋ ዝብል እዩ ዘሕሞ ዘሎ። ካልእ…
-
– video
74 likes 4 comments 5 shares 6 saves
#duet with @✞🥷♾️ 乇ㄥㄥ卂☦︎✪
-
52 likes 5 comments 0 shares 2 saves
-
14 likes 4 comments 3 shares 1 save
-
44 likes 3 comments 0 shares 2 saves
-
– video
231 likes 6 comments 19 shares 10 saves
#duet with @ሓበሻ 🅱︎🅾︎🆈︎🥷🏻🌿 #welcomejhonblack #habeshatiktok🇪🇷🇪🇹habeshan_tik_tok♥️♥️
Showing 18 of 1,470 videos
Load more videosExplore & export videos
Uses the videos loaded on this page. Load more to include older ones.
Videos by month
Oasis@🇸🇪 TikTok stats
Oasis@🇸🇪 (@king66.6) has 19,624 TikTok followers as of . That is about 19.6K followers.
- Followers
- 19,624
- Likes
- 394,127
- Videos
- 1,470
- Likes per video
- 268
- Average video length
- 0:39
- Median per post
- 3.5K views · 52 likes · 4 comments · 3 shares · 2 saves
- Average engagement per view - follower
- 3.8% - under 0.01
- Average views per follower
- 0.64
- Most viewed recent posts
- “"ትኣምኑ ዶ የሕዋት?! ወዲ ሰለስተ ዓመት ትኣምረኛ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኔቫዳ ፒየር…” · 62.7K views ·
- “ይነበብ ነደይ ክቐብራ ኢለ ከይደ መቓብረይ ፍሒረ ኢልኒ ስሙ ክነግረሉ ዘይደለየ ሓደ…” · 46K views ·
- “🇪🇷habesha👭👩❤️💋👨” · 21.4K views ·
- Pinned posts
- 3, with 607K, 113K and 83.2K views
- Last post
- (less than a day before this check)
- Posting rate
- about 5.8 posts a week
- Post types
- 6 videos, 12 photo posts
- Hashtags used most
- #Eritrea (3), #habeshatiktok (3)
Oasis@🇸🇪 follower history
Followers on the left axis, likes on the right. Recording started on ; each day this profile is refreshed adds a point. How the follower history is recorded
About Oasis@🇸🇪
Account created