✍️Miki (ኣሻዓለይ)27 profile picture

✍️Miki (ኣሻዓለይ)27 (@mikitey27)

Followers
5.7K followers
Following
115 following
Likes
228K
Videos
201
Avg length
0:31

'' መጀመርታ ጥበብ ፍርሃት እግዛብሄር 'ዩ ! '' ጉስነት ጽልኢ ምስ ሃጠረ ፍቕሪ ዕብራን ተወዲኣ ! " ኣብ ሂወት ሓደ ሓቂ ኣሎ ንሱ ካኣ ሞት'ዩ !!

Playlists Liked videos

Latest videos by ✍️Miki (ኣሻዓለይ)27

  • Video by @mikitey27 · Jul 13, 2026 , 1.4K views, duration 0:10

    252 likes 30 comments 3 shares 11 saves

  • ስውራ ማርያም ❤🙏 · Jul 6, 2026 – video , 1.8K views, duration 0:10

    562 likes 38 comments 18 shares 17 saves

    ስውራ ማርያም ❤🙏

  • “ፍሽክታ ዘለዎ ገጽ፡ ንጓሂ ይቕንጥጥ።” – video , 1.5K views, duration 0:10

    274 likes 27 comments 11 shares 12 saves

    “ፍሽክታ ዘለዎ ገጽ፡ ንጓሂ ይቕንጥጥ።” @ለተብርሃነይ እያ ዓለመይ @Nuri Eri Sh㋛︎w ✪ @Dj S-TRIP 🇪🇷 @Kathy🧚‍♀️ @SHOOTER 🥷🏻

  • '' ናይ ዝበዝሐ ሰብ ዛንታ ዝምቅር ምስ ሞተ ጥራይ'ዩ !! – video , 1.4K views, duration 0:28

    237 likes 26 comments 11 shares 10 saves

    '' ናይ ዝበዝሐ ሰብ ዛንታ ዝምቅር ምስ ሞተ ጥራይ'ዩ !!@King yonen @ለተብርሃነይ እያ ዓለመይ @Nuri Eri Sh㋛︎w ✪ @Dj S-TRIP 🇪🇷 @Sun morning ⛅️👗

  • መንእሰይ ኣዝዩ ዝረስሐ ክዳን ለቢሱ ወትሩ ናብ ቤተ ክርስትያን እናተመላለሰ ልቡ ከፊቱ ሓሳብ ልቡ ክሰምረሉ ይልምን ነበረ። ነዚ ዝራኣዩ ሰባት ወትሩ በቲ… – video , 2K views, duration 0:10

    250 likes 15 comments 5 shares 15 saves

    መንእሰይ ኣዝዩ ዝረስሐ ክዳን ለቢሱ ወትሩ ናብ ቤተ ክርስትያን እናተመላለሰ ልቡ ከፊቱ ሓሳብ ልቡ ክሰምረሉ ይልምን ነበረ። ነዚ ዝራኣዩ ሰባት ወትሩ በቲ ዝለብሶ ክዳውንቲ ክሓምይዎ ይጅምሩ። በዚ ምክንያት ውሽጡ ኣዝዩ ስለ ዝተሰምዖ ናብቶም ኣገልገልቲ ናይቲ ቤተ ክርስትያን ቀሺ ከይዱ.....ኣቦ ቀሺ ኣነ ካብ ድሕር ሕጂ ናብ ቤት ኣምላኽ ምምጻኣ ገዲፈዮ ኣለኹ በሎም። ኣቦ ቀሺ ብስንባደ ኢሂ ዝወደይ እንታይ ተረክበ ብምባል ሓተትዎ?' ወዮ መንእሰይ እቶም ኣብቲ ቤተ…

  • ‘ፈጣሪ ክሰርሓካ ከሎ እመንን፡ ቸሜንቶን ክሳብ ዘየቀበልኻ ብጸጋኻ ኣይትመኻሓ!‘ ‘ሙዃን ሕልንኡ እንተተሻይጥዎ፡ ካብ ሰብ ዝኸፍእ ኣራዊት የለን!’… – video , 1.9K views, duration 0:10

    250 likes 23 comments 16 shares 11 saves

    ‘ፈጣሪ ክሰርሓካ ከሎ እመንን፡ ቸሜንቶን ክሳብ ዘየቀበልኻ ብጸጋኻ ኣይትመኻሓ!‘ ‘ሙዃን ሕልንኡ እንተተሻይጥዎ፡ ካብ ሰብ ዝኸፍእ ኣራዊት የለን!’ ‘ንክምስታ ስኒት ከም መደንዘዚ ተጠቒምካ፡ ንኣወዳት መጥባሕቲ ከተካይደሎም እከኣል’ዩ!’ ‘ምሕጽንታ ጽብቕቲ ጓል፡ ንወዲ ልክዕ ከም ዓሰርተ ትእዛዛት ፈጣሪ’ዩ!’ ‘ዕዉት ንሙዃን እቲ መጀመርያ ክትስዕሮ ዘለካ ጸገም ዘይኮነ’ስ ገዛእ ርእስኻ’ዩ! ‘ምምራር፡ ምስ ወደቕካ ከይትትስእ ኣትሪሩ ዝሕዝ ጨፈቓ’ዩ!’ ‘ፍቕሪ…

  • "ሓንቲ ገረብ ቆጽላ ኣርጊፋ ጸኒሓ፡ እንደገና ቆጽላ ተጠጥዓሉ ወቐቲ ምስ ራኣኻ ሓደ ግዜ ወዲቕካ ካልእ ግዜ ግን ግድን ምትንሳኣ ከም ዘሎ ተማሃር። Brno – video , 1.4K views, duration 0:10

    211 likes 28 comments 28 shares 12 saves

    "ሓንቲ ገረብ ቆጽላ ኣርጊፋ ጸኒሓ፡ እንደገና ቆጽላ ተጠጥዓሉ ወቐቲ ምስ ራኣኻ ሓደ ግዜ ወዲቕካ ካልእ ግዜ ግን ግድን ምትንሳኣ ከም ዘሎ ተማሃር። Brno

  • '' ሰባት ክዓግቡ እንተኾይኖም ኣምላኽ ብዝሃቦም ጸጋ ተመስገን እናበሉ ክነብሩ ኣለዎም። ካብኡ ሓሊፉ ዝኸይድ ሸበድበድ ግን ናብቲ ሰይጣን ዝሓዝኦ መንገዲ… – video , 1.8K views, duration 0:10

    186 likes 12 comments 1 share 8 saves

    '' ሰባት ክዓግቡ እንተኾይኖም ኣምላኽ ብዝሃቦም ጸጋ ተመስገን እናበሉ ክነብሩ ኣለዎም። ካብኡ ሓሊፉ ዝኸይድ ሸበድበድ ግን ናብቲ ሰይጣን ዝሓዝኦ መንገዲ ንዋይን ጥሪትን፥ መንገዲ ነብሰ ፍትወትን ልዕልነትን፥ መንገዲ ከርተትን ጥፍኣትን እዩ ዝጽንብረካ። ኣብ ዓለም እቶም ይቕረ ንምባል ልቦም ዝያዳ ክፉታት ዝኾኑ ፉጡራት መዋድቐኦም እፎይታን ሩፉታን ዝኸበቦ ሰፍነግ እዩ። ቂምታ ዝሓደሮ ልቢ መዋዕሎ ክፍኣትን ተንኮልን፥ ዶጎል ሽርሕን ጭካነን ስለዝኸውን ናብ መንገዲ እፎይታ…

  • እንታይ ዓይነት በቅሊ'ያ ድሕሪ እታ እንኮ ዝነበረታ ዓባያ ምስ ዓረፈት ሓረግ ወሎዳኣ ክቅጽል ከማን ዋላ ካብ ሓላፊ መንገዲ ኣይትወልድን ቁሩብ ብጓላ… – photo post Photo post , 1.4K views

    እንታይ ዓይነት በቅሊ'ያ ድሕሪ እታ እንኮ ዝነበረታ ዓባያ ምስ ዓረፈት ሓረግ ወሎዳኣ ክቅጽል ከማን ዋላ ካብ ሓላፊ መንገዲ ኣይትወልድን ቁሩብ ብጓላ ክትኣርግ። ኣቦኣን ኣዲኣን ጌና ብህጻንነታ'ዩ እቲ ዝተፈጥረ ኲናት  ትንፋሶም ሒዙ ተሸሪቡ። ህድሞ ስድራኣ ፈሪሱ ክሳብ ዝጸቅጣ ድያ ንብሕታ ትቅመጥ ዘላ ዝብል ብህሎ እታ ሓውሲ ገጠር ዝኮነት ዓዲ ንውሽጣ የድምዮ ነበረ። ኣብ ናሓሲ እቲ ህድሞ ኮይና ነታ ኹሉ ጎበዝ ገዲፍዋ ዝታዓዝረ ዓዲ ክተማዓዱ ዊዒላ'ያ ትሓድር። ትማሊ…

  • እምቦታት እንተበዝሖ ትኸድዮ ቦታ ቀላያት ውቅያኖስ ኮይኖም መሰነይታ ካብ ኣዒንተይ ክውል እንተበልኪ ካብ ፈቃር ትርኢተይ ካብ ኣጆኺ ቃሉ ካብ ልሳን ለውሃተይ… – photo post Photo post , 10.8K views

    እምቦታት እንተበዝሖ ትኸድዮ ቦታ ቀላያት ውቅያኖስ ኮይኖም መሰነይታ ካብ ኣዒንተይ ክውል እንተበልኪ ካብ ፈቃር ትርኢተይ ካብ ኣጆኺ ቃሉ ካብ ልሳን ለውሃተይ ካብ መንበሪ እምነት ቅኑዕ ስምዒተይ ናብራ እንተጀመርኪ ኮብሊልኪ ካብ ልበይ ዓለምኪ ካብ ፈጠርኪ ጠንጢንኪ ዓለመይ እስኪ ይጥዓምኪ ጥዕምተይ ይምኣዝኪ ምእዝተይ ኢለ እኮ'የ ኣፋኒየኪ ባህግኺ ኣቐዲመ ምህላውኪ ደይ ንህላወይ'ዩ ኣብ እምነተይ የዒመ ተስፋይ እንድየ በጅየልኪ ሓለፋ ክገብር ኣብ ዘይዕግበተይ ተመስገን…

  • ዘይተጽሓፈ ዛንታ ኣንባቢ የብሉን፡ኣብ ኣፍ ሰባት እንተሃሊኻ፡ኣብ ውሽጢ ምዕባለ ናይ ዛንታኻ ከምዘለኻ ኣሚንካ ንፈተናን ሕሜታን ድሉው ኩን። Bruno26 – video , 4.1K views, duration 0:26

    397 likes 39 comments 4 shares 23 saves

    ዘይተጽሓፈ ዛንታ ኣንባቢ የብሉን፡ኣብ ኣፍ ሰባት እንተሃሊኻ፡ኣብ ውሽጢ ምዕባለ ናይ ዛንታኻ ከምዘለኻ ኣሚንካ ንፈተናን ሕሜታን ድሉው ኩን። Bruno26

  • ክንደይ ናይ ካልኦት ሰባት መርድእ ዘንበቡ፡መርድኦም ተነቢቡ እዩ – video , 2.1K views, duration 0:32

    243 likes 33 comments 1 share 12 saves

    ክንደይ ናይ ካልኦት ሰባት መርድእ ዘንበቡ፡መርድኦም ተነቢቡ እዩ፡፡

  • ' ሩፉታ ልበይ ኢኺ ማርያመይ❤🙏 – video , 3.5K views, duration 0:46

    801 likes 39 comments 6 shares 39 saves

    ' ሩፉታ ልበይ ኢኺ ማርያመይ❤🙏

  • Video by @mikitey27 · Mar 25, 2026 , 4K views, duration 1:30

    473 likes 45 comments 49 shares 29 saves

  • " ጥልመት ብፍሽኽታ ተጠቕሊሉ ከሎ ኣይትርእዮን ኢኻ – video , 2.5K views, duration 0:16

    288 likes 35 comments 0 shares 18 saves

    " ጥልመት ብፍሽኽታ ተጠቕሊሉ ከሎ ኣይትርእዮን ኢኻ።

  • '' ቃላት ከም ኣጽዋር ኮይኖም ልቢ ሰብ ከድምዩ ይክእሉ'ዮም !! – video , 4.2K views, duration 0:46

    519 likes 40 comments 44 shares 35 saves

    '' ቃላት ከም ኣጽዋር ኮይኖም ልቢ ሰብ ከድምዩ ይክእሉ'ዮም !!

  • #VoiceEffects video by @mikitey27 · Mar 15, 2026 , 1.8K views, duration 1:34

    279 likes 37 comments 23 shares 22 saves

  • “ ንሓቂ ዝዛረብ ዓርከ መሓዛ የብሉን !! – video , 4.9K views, duration 0:24

    461 likes 37 comments 7 shares 28 saves

    “ ንሓቂ ዝዛረብ ዓርከ መሓዛ የብሉን !!

  • Video by @mikitey27 · Mar 3, 2026 , 1.6K views, duration 0:16

    271 likes 17 comments 4 shares 7 saves

  • ' ቂምታ ማለት ነቲ ሰባት ብገበሩኻ ሕማቕ ግዜ ሂብካ፡ነቲ ሰናይ ዝገበረልካ ልዑል ኣምላኽ ግዜ ምኽላኣ ማለት'ዩ። ኣይንቀየም !! bruno – video , 2.9K views, duration 0:54

    334 likes 34 comments 7 shares 12 saves

    ' ቂምታ ማለት ነቲ ሰባት ብገበሩኻ ሕማቕ ግዜ ሂብካ፡ነቲ ሰናይ ዝገበረልካ ልዑል ኣምላኽ ግዜ ምኽላኣ ማለት'ዩ። ኣይንቀየም !! bruno

  • Video by @mikitey27 · Feb 25, 2026 , 2.4K views, duration 0:46

    315 likes 42 comments 16 shares 17 saves

Showing 21 of 201 videos

Load more videos

Explore & export videos

✍️Miki (ኣሻዓለይ)27 TikTok stats

✍️Miki (ኣሻዓለይ)27 (@mikitey27) has 5,689 TikTok followers as of . That is about 5.7K followers.

Followers
5,689
Likes
228,011
Videos
201
Likes per video
1.1K
Average video length
0:31
Median per post
2K views · 279 likes · 34 comments · 7 shares · 15 saves
Average engagement per view - follower
15.8% - 0.07
Average views per follower
0.50
Most viewed recent posts
  1. “እምቦታት እንተበዝሖ ትኸድዮ ቦታ ቀላያት ውቅያኖስ ኮይኖም መሰነይታ ካብ ኣዒንተይ ክውል…” · 10.8K views ·
  2. ““ ንሓቂ ዝዛረብ ዓርከ መሓዛ የብሉን !!” · 4.9K views · 461 likes · 37 comments ·
  3. “'' ቃላት ከም ኣጽዋር ኮይኖም ልቢ ሰብ ከድምዩ ይክእሉ'ዮም !!” · 4.2K views · 519 likes · 40 comments ·
Last post
(117 days before this check)
Posting rate
about 2.4 posts a month
TikTok content labels
Random Shoot (8 of 13 posts), Others (8 of 13 posts)
Post types
19 videos, 2 photo posts

How these numbers are counted

✍️Miki (ኣሻዓለይ)27 follower history

FollowersLikes5.64K226K5.66K227K5.68K228K5.7K229K5.72K230K5,689 followers on Nov 7, 20265,689228,011 likes on Nov 7, 2026228,011Nov 7, 2026

Followers on the left axis, likes on the right. Recording started on ; each day this profile is refreshed adds a point. How the follower history is recorded

About ✍️Miki (ኣሻዓለይ)27

Account created