Yapi Mapi fans (@yapimapi1)
- Followers
- 35.9K followers
- Following
- 0 following
- Likes
- 581K
- Videos
- 505
music director , Rapper and author
Videos
-
Pinned
-
– video by @yapimapi1 Pinned
Harire concert. #fyp #tigrignamusic #tiktok
-
– video by @yapimapi1 Pinned
ዓደይ ህዝበይ
-
– video by @yapimapi1
ስርሐይ ብጥበብ ታሪኽ ምስናድ እዩ። እዚ ደርፊ ናይዚ ወለዶ ታሪኽ እዩ:: ኣርማጌዶን !!!
-
-
-
– video by @yapimapi1
Good luck bro 😎
-
– video by @yapimapi1
#tigrignamusic #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigrignamusic
-
– video by @yapimapi1
@john #ሰላም_ኢና_ንደሊ #tigrignamusic #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #ethiopian_tik_tok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha
-
– photo post by @yapimapi1
Photo post
Hello Team ….. Repost and share. #foryou
-
#foryou
-
– photo post by @yapimapi1
Photo post
True story. ኣብ ዓድና መንእሰይ ብኽዳኑ ወይ ብ ጨግሩ ሪእኻ እዚ እኮ ዒዋላ እዩ ኢልኻ ምድምዳም ዳርጋ ልሙድ እዩ። ሓደ እዋን ምስ ሓደ መሓዛይ ኣብ መንገዲ እናኸድና ብድሕሪትና ዝነበሩ ሰባት እናሓመዩና ንሰምዕ፣ ብፍላይ እዞም ደረፍቲ እናበሉ ብዙሕ ክብሉ ንሰምዕ... ንሱ ሙዚቀኛ ዋላ’ኳ ተዘይኮነ ኣከዳድናኡን ራስታ ዝመስል ጨጉሪ ርእሱ ፍልይ ዝበለ እዩ ነይሩ፤ በዚ ዝተልዓለ ሓደ እዋን ዘጋጠሞ ነገር ከዉገዐኒ ይ ጅምር ... ህይወት ኣፅሊእዎ ፣ ስራሕ ስኢኑ ድብርብር ኢልዎ በይኑ ከተማ ክናፈስ ወፂኡ ኣምሽዩ ብ እግሩ ናብ ገዝኡ እንትምለስ ፣ ኣብ መንገዲ ከተማ ዝሕልዉ ምልሻታት ረኺቦም "ሓሸሻም ኣበይ ኣምሽኻ " እናበሉ ከምዘንገላትዕዎ ይነግረኒ፣ ይኹን እምበር ኣሽንኳይዶ ሓሽሽ ሽጋራ ነኺኡ ከምዘይፈልጥ እዉን ይነግረኒ፤ ብ ጭጉሩን በቲ ሽዑ ተኸዲንዎ ዝነበረ ኽዳን ሪኦም ዘይናቱ ከምዝሃብዎ ዘሕለፎ እናዘከረ የዉግዐኒ... ኣነን መሓዙተይን እዉን ከምኡ እናተብሃልና ዝዓበናሉ ስለዝኾነ፣ ገዛይ ምስኸድኩ ኣብ መናእሰይ ዘሎ ኣረኣእያ ከቕይር ዝኽእል ስራሕ ክሰርሕ ሓሲበ እዛ ትስዕብ ግጥሚ ኣብ ኣርማጌዶን ኣብ መእተዊ ከባቢ ዘላ ኣብ መስታወሻይ ፀሒፈ የቐምጣ... ተዓዚቦም አዕንተይ ቐይሑ፤ መሲልዎም ሓሽሽ ዝወሰደኹ፣ ከይረኣዩ ናይ ዉሽጢ ሕማመይ፣ ናብራ ኸቢዱኒ ነቢዐ ምዃነይ። ኢለ ይፅሕፍ : ዳሓር ከስፍሖ ክእርሞ እየ ኢለ ብምሕሳብ ... ድሕሬኡ ኲናት ተጀሚሩ ብዙሕ ነገራት ተቐያይሩ... ብ ኸመይ ናብ ፤ ንሕና ዶ ንግፈፍ ኣብ ክንዲ ንሽለም፤ ንሕና ዶ ናብ ኲናት ኣብ ክንዲ ናብ ቀለም : ሰላም ኢና ንደሊ ኲናት ይኣኽለና፤ ድኽነት ኣጥፊኡ ልምዓት የሪአና ። ን ዝብል ሓሳብ መበገሲት ኾይና? ....ሽዑ እቱ ምሳይ ዝነበረ ወዲ ሎሚ ብ ህይወት የለን ፤ ን ዓዱ መስዋእቲ ኸፊሉ እዩ.. ኣብቲ እዋን ዝነበረ ኹነታት ሪኡ ፣ ሓሪኑ ብዘይ ማንም መላዓሊ በረኻ ወፂኡ መስዋእቲ ኸፊሉ፤ ስራሕ ስኢነ ስራሕ ኣይፈጠርኩምለይን፣ኽዳነይ ፣ጫማይ፣ ጨጉረይ ሪእኹም ዘይሽመይ ሽም ሂብኩምኒ ኢሉ ካብ መስዋእቲ ኣይተረፈን፤ ልክዕ ከምኡ ዝበሉ ዒዋላ፣ፍንዳታ ዝብሃሉ ዝነበሩ ኣዝዮም ብዙሓት መንእሰይ እዉን ተጋዲሎም መስዋእቲ ኸፊሎም እዮም፤ ሽዑ እቱ ንዓዱ ብዙሕ ዋጋ ዝኸፈለ፤ ህይወቱ ከይሰሰዐ ዝሃበ መንእሰይ፤ ሎሚ ብዘይ ፍቓዱ ክግፈፍ ከሎ ምርኣይ፣ ዓዱ ገዲፍ ስደት ክሓስብ ከሎ፤ ገንዘብ ስኢኑ ብናብራ እናተሳቐየ ፤ ሓሳብ ኣለኒ ስምዑኒ ክብል ከሎ ፀማም እዝኒ ምሃቦም ስለዘሕነንኒ እዩ!!! ተማሂረ ነይረ -ንዓደይ ከገልግል፤ ተማሂረ ነይረ - ንህዝበይ ከገልግል፣ ተማሂረ ነይረ ድኽነት ክቐትል ፤ ብረት ኣሕዚሎምኒ ህይወት ሰብ ዝምንጥል !! Rest in peace ! @youtube Music title ፣ ኣርማጌዶን Artist ፥ ያፒ ማፒ ሙዚቃ ቅንብር ፤ ዘቢብ ኣበበ https://youtu.be/_hWUK6Xlebg?is=J2oKeYPRBTZ4p33a
-
– video by @yapimapi1
#ሰላም_ኢና_ንደሊ #challenges_tiktok #tigrignamusic #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
-
– video by @yapimapi1
ወዲሰብ ብ ኣተሓሳስባኡ እምበር ብ ኣከዳድናኡ ኣይምዘንን። ሂወትኩም ንምሽናፍ ትፅዕሩ ዘለኹም መናእሰይ ሕልምኹም ጋህዲ ኮይኑ ፈጣሪ የሪእኹም። #tigrignamusic #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #foryou #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
-
– video by @yapimapi1
Much love to you all 🫡#tigrignamusic #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #foryou #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 Peace and love
-
– video by @yapimapi1
Stay strong young Man . Song title: Armageddon Artist:yapi mapi #tigrignamusic #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ethiopian_tik_tok #foryou #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
-
-
– video by @yapimapi1
ኲናት ዝፀልእ ሰብ ኩሉ ዜግነትብዘየገድስ ናብዚ challenge join ይግበር፣ ን ሰላም ዘለዎ ድልየት repost share ብምግባር ድጋፉ ይግለፅ። Letsss Gooo… #tigrignamusic #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
-
-
-
– video by @yapimapi1
ኣርማጌዶን ሓዱሽ ቪድዮ ክሊፕ ተለቒቑ።
-
– video by @yapimapi1
Title Armageddon —YAPI MAPI. Watch this video on YouTube #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #tigrignamusic
-
– video by @yapimapi1
😔
-
-
-
– video by @yapimapi1
Tigrigna rap 🔥
-
-
-
-
Showing 30 of 505 videos
Load more videosExplore & export videos
Uses the videos loaded on this page. Load more to include older ones.
Videos by month
Follower history
Recorded each time someone opens this profile here, so there are gaps between visits.
About @yapimapi1
Joined TikTok