Wedi Eri South profile picture

Wedi Eri South (@abosibora)

Followers
29K followers
Following
395 following
Likes
430K
Videos
750
Avg length
1:36

Songwriter📖🎶God can lift you from nothing to something.(Psalms113:7💙BN🌿

Playlists Liked videos

Latest videos by Wedi Eri South

  • Artist: Bety Asmerina Song: Keytbdleni Release: Official Music Video 2026 Project Creator… – video , 607 views, duration 0:59

    51 likes 4 comments 6 shares 1 save

    Artist: Bety Asmerina Song: Keytbdleni Release: Official Music Video 2026 Project Creator: Freselam Mussie Lyrics & Creative Direction: Freselam Mussie Music Production: Original production with AI-assisted elements Visual Production: AI-generated cinematic visuals Mixing & Mastering: Freselam…

  • 🌍❤️ PLEASE LET ME PLAY – EVERY CHILD DESERVES A CHANCE! ⚽ This song is dedicated to Nevada Neymar… – video , 435 views, duration 0:21

    36 likes 1 comment 8 shares 1 save

    🌍❤️ PLEASE LET ME PLAY – EVERY CHILD DESERVES A CHANCE! ⚽ This song is dedicated to Nevada Neymar Pierre, a talented 3-year-old boy whose football story has touched many hearts. ❤️ ✍️ Lyrics: G. Habtom (Wedi Eri South) 🎼 Melody & Music: Suno AI 🎬 Video Editing & Animation: Wedi Eri…

  • Song: በተውሽኝ ቦታ (Betewshn Bota) ✍️ Original Poem & Lyrics: Ghere Habtom (Wedi Eri South) 🌍… – video , 572 views, duration 1:13

    62 likes 5 comments 16 shares 5 saves

    Song: በተውሽኝ ቦታ (Betewshn Bota) ✍️ Original Poem & Lyrics: Ghere Habtom (Wedi Eri South) 🌍 Language: Amharic (Translated with assistance) 🎹 Music Production: Suno AI 🎭 Genre: Ethiopian Love Song / Emotional Music 📺 YouTube Channel: Samrawi AI Music 📅 Release Year: 2026 © 2026 Ghere Habtom (Wedi Eri…

  • ሃገረይ! 💙 "ፍቕርኺ እንድዩ ኣመና ከቢዱ ወዮ ሕድረይ ሕድሪ ወሊዱ፡ ዓይነይ ሃገር የማዕዱ ልበይ ሃገር ሰኒዱ ኩለንትናይ ሃገር ሃገር ኮይኑ ሃገር።"… – video , 1.2K views, duration 0:48

    96 likes 4 comments 8 shares 8 saves

    ሃገረይ! 💙 "ፍቕርኺ እንድዩ ኣመና ከቢዱ ወዮ ሕድረይ ሕድሪ ወሊዱ፡ ዓይነይ ሃገር የማዕዱ ልበይ ሃገር ሰኒዱ ኩለንትናይ ሃገር ሃገር ኮይኑ ሃገር።" ቋንቋን ሞራልን ናዕታን ዜማን ደቅኺ! Kiros Asfaha ዳንዴር ምድሪ ቤትኪ ተጸሪጉ፡ ኣብ ክንዲ ፍርሒ ቅሳነት፡ ኣብ ክንዲ ንብዓት ፍሽኽታ፡ ኣብ ክንዲ ስደት ድማ ናባኺ ዝምለስ መንገዲ ክኽፈት ኢዩ ሕልምና። ናይ ሎሚ ደቅኺ እፎይ ኢሎም ክትንፍሱ፡ ናይ ጽባሕ ወለዶታትኪ ድማ ካብቲ ንሕና ዝሓለፍናዮ መከራ ተናጊፎም፡…

  • ንዮኒ ሓውና ሰኽሚ ኮይነን ዘለዋ 7000€፡ ኣብ 100 ብወለንታ ዝሕግዝዎ መንእሰያት… 70€ ኢየን እተን ብጽሒት። ኣብ 50 ድማ 140€ ኢየን። ስለዚ… – video , 774 views, duration 0:27

    51 likes 1 comment 3 shares 3 saves

    #እዘን ንዮኒ ሓውና ሰኽሚ ኮይነን ዘለዋ 7000€፡ ኣብ 100 ብወለንታ ዝሕግዝዎ መንእሰያት... 70€ ኢየን እተን ብጽሒት። ኣብ 50 ድማ 140€ ኢየን። ስለዚ ብሞራል ተደጋጊፍና ንደግፎ። ተበግሶ እንተሎ፡ ስዓቢ ብዙሕ ሰናይ ዝደሊ ኣሎ። 🙏🫂 ሓው ዮናስ (Yoni) ጽባቐ ህይወት ኣብ ፍጹም ኣካል ጥራይ ኣይርከብን፤ ኣብቲ ድሕሪ ኩሉ ፈተና መሊሱ ዝትንስእ መንፈስ፣ ኣብቲ ቃንዛ ስዒሩ ዝስሕቕ ገጽ፣ ኣብቲ “ኣይክእልን” ንዝብል ዓለም “ይኽእል ኢየ”…

  • WHERE IS YOUR HUMANITY? To the world… Where is your humanity? In Libya, people just like you Are… – video , 646 views, duration 4:57

    47 likes 1 comment 7 shares 3 saves

    WHERE IS YOUR HUMANITY? To the world… Where is your humanity? In Libya, people just like you Are suffering in silence. Please—do not look away. They left their homes with dreams inside, Searching for a safer life. Across the desert, through the night, They walked with hope as their only light. But…

  • እዚ ዓይነት ግፍዒ ኣብ ገዛእ ሃገሩ ምስ ተፈጥረ። እግሩ ናብ ዝመርሖ ርሓት ዘለዎ ህይወት ክነብር፡ ኣብ ፈተና ኣሎ ክሳብ ሕጂ። ጠንቂ ናይዚ ስደት 'ዚ… – video , 841 views, duration 0:22

    70 likes 0 comments 3 shares 5 saves

    እዚ ዓይነት ግፍዒ ኣብ ገዛእ ሃገሩ ምስ ተፈጥረ። እግሩ ናብ ዝመርሖ ርሓት ዘለዎ ህይወት ክነብር፡ ኣብ ፈተና ኣሎ ክሳብ ሕጂ። ጠንቂ ናይዚ ስደት 'ዚ ስእነት ፍትሕን ስእነት ብሩህ ተስፋን 'ዩ፡ ጭቆና ውልቀ መላኽን ጉጅለኡን ዝፈጠሮ። #ኣብ ሊብያ ይብደሉ ኣለዉ ትብል ልሳን፡ ኣብ ሃገር ዘሎ በደል ክትጽየን ይግባእ። "ጠንቂ እዚ ኩሉ እንተለጊሱ፡ ሳዕቤንን ግዳይን ምዃን ከብቅዕ'ዩ።" #justiceforrefugees @Oasis@ @ንኡሰይ ♫ ℕ𝕀𝕌𝕊𝔼𝕐…

  • ብርግጽ ደራፊ ኔረ እንተዝኸውን፡ ምደረፍኩላ።😇😉🎼 “ጽባቐኣ ኣብ ገጻ ጥራይ ዘይኮነ፣ ኣብ ልባን ባህርያታን ፡ ኣብ ልቦንኣን ሞራላዊ ሓላፍነት ኣደነት… – video , 29.3K views, duration 3:51

    2.4K likes 127 comments 384 shares 256 saves

    ብርግጽ ደራፊ ኔረ እንተዝኸውን፡ ምደረፍኩላ።😇😉🎼 “ጽባቐኣ ኣብ ገጻ ጥራይ ዘይኮነ፣ ኣብ ልባን ባህርያታን ፡ ኣብ ልቦንኣን ሞራላዊ ሓላፍነት ኣደነት ዝተሰከመ ሕያውነታን እውን ይንጸባረቕ ኢዩ።"❤️🥇 ብድሕሪ ሞት ወላዲት ንዘሎ ምንባር ስዒርኪ፡ ንንእስቲ ሓፍትኺ ክንዲ ኣደን ዓባይ ሓፍትን ምዃን ዝበቃዕኪ፡ ኪኖ ጸገማት ሓፍትኺ ንጸገማት ሕብረተሰብ ስዒርኪ፡ ካብ ሕብረተሰብ ንዝንጸሉ ምድጋፍ ዘድልዮም… ሓቢርካ ዝፍወስ ጸገም ንዝገጠሞም ህጻናት እትርህርህን እትድንግጽን…

  • “ጽባቐኣ ኣብ ገጻ ጥራይ ዘይኮነ፣ ኣብ ልባን ባህርያታን ፡ ኣብ ልቦንኣን ሞራላዊ ሓላፍነት ኣደነት ዝተሰከመ ሕያውነታን እውን ይንጸባረቕ ኢዩ።"❤️🥇… – video , 610 views, duration 0:24

    71 likes 6 comments 0 shares 4 saves

    “ጽባቐኣ ኣብ ገጻ ጥራይ ዘይኮነ፣ ኣብ ልባን ባህርያታን ፡ ኣብ ልቦንኣን ሞራላዊ ሓላፍነት ኣደነት ዝተሰከመ ሕያውነታን እውን ይንጸባረቕ ኢዩ።"❤️🥇 @Official Snit Miss Eritrea🇪🇷 ብድሕሪ ሞት ወላዲት ንዘሎ ምንባር ስዒርኪ፡ ንንእስቲ ሓፍትኺ ክንዲ ኣደን ዓባይ ሓፍትን ምዃን ዝበቃዕኪ፡ ኪኖ ጸገማት ሓፍትኺ ንጸገማት ሕብረተሰብ ስዒርኪ፡ ካብ ሕብረተሰብ ንዝንጸሉ ምድጋፍ ዘድልዮም… ሓቢርካ ዝፍወስ ጸገም ንዝገጠሞም ህጻናት እትርህርህን እትድንግጽን…

  • ኣብ Adulis Natna ብጽሑዋ! ደርፊ ድሙቕ ኮኾብ ፍረሰላም ኣብ መድረኽ ድምቀት ብድሙቕ ኮኾብ ኣክረም – video , 1.5K views, duration 0:49

    142 likes 8 comments 17 shares 8 saves

    ኣብ Adulis Natna ብጽሑዋ! ደርፊ ድሙቕ ኮኾብ ፍረሰላም ኣብ መድረኽ ድምቀት ብድሙቕ ኮኾብ ኣክረም #adulisnatna #siboraentertainment #eritreanmusic #siborahabtom #akremjemal @𝐋𝐀𝐆𝐈𝐄𝐓𝐎𝒹ℯ𝓈𝒾𝑔𝓃𝓈 @Abiel Lasu @ንኡሰይ ♫ ℕ𝕀𝕌𝕊𝔼𝕐 @Official_Adulis_Natna @Girmadawit ( Kima Studio ) @Kiflom yikalo @Awet Ghidey 💙✌️🇨🇦 @officialsami sadulay…

  • ኣብ ልቢ ኣንበሳ ትብዓት'ዩ ዘሎ። ኣብ ልቢ ሰብኣይ ድማ፡ ዕላማን ትብዓትን ክህሉ ኣለዎ። When your actions align with your… – video , 1.3K views, duration 0:23

    165 likes 14 comments 17 shares 7 saves

    ኣብ ልቢ ኣንበሳ ትብዓት'ዩ ዘሎ። ኣብ ልቢ ሰብኣይ ድማ፡ ዕላማን ትብዓትን ክህሉ ኣለዎ። When your actions align with your Purpose, success becomes a natural outcome. ፍቕሪ ንዕላማኻ ክድግፎ እምበር፡ ክትክኦ የብሉን። #siborahabtom #adulisnatna #eritreanmusic #siboraentertainment #segeneyti @Abiel Lasu @asmie_niusey @𝐋𝐀𝐆𝐈𝐄𝐓𝐎𝒹ℯ𝓈𝒾𝑔𝓃𝓈 @Letina Salon🇨🇦🇨🇦

  • ኣብ ሊብያ ዘለዉ ኣሕዋትናን ኣሓትናን፣ መዓልታዊ ንግፍዕን ውርደትን ይቃልዑ ኣለዉ። ገሊኦም ብፖሊስ ይህደኑ፣ ገሊኦም ተኣሲሮም፣ ገሊኦም ድማ ብጥሜትን… – video , 11.7K views, duration 2:33

    609 likes 35 comments 115 shares 57 saves

    ኣብ ሊብያ ዘለዉ ኣሕዋትናን ኣሓትናን፣ መዓልታዊ ንግፍዕን ውርደትን ይቃልዑ ኣለዉ። ገሊኦም ብፖሊስ ይህደኑ፣ ገሊኦም ተኣሲሮም፣ ገሊኦም ድማ ብጥሜትን ሕማምን ይሳቐዩ ኣለዉ። እዞም ሰባት ንዓዶምን ንስድራቤቶምን ሓዲጎም ዝወጹ ብደስታ ወይ ንምዝንጋዕ ኣይኮኑን። ብጭቆና፣ ብፍርሒ፣ ብስእነት ፍትሕን ብስእነት ተስፋን፣ ብኽብደት ህይወትን ተገዲዶም ዝወጹ ኣካል ሕብረተሰብ ኢዮም። እዞም ብዙሓት ብግፍዒ ዝዋረዱ ዘለዉ ሰባት፣ ቁጽሪ ጥራይ ኣይኮኑን፤ ሕልሚ ዘለዎም፣ ስድራቤት…

  • ኣባ ሃይለ ተስፋማርያም ብሕያውነትኩም ኣብነትን ኣርኣያን ብዙሓት ኢኹም። ሰለስተ ዓመት ምሉእ ለይትን መዓልትን ብንብዓትን ንነፍሲ ወከፍኩም ካብ ምምዓድ ከም… – video , 6.9K views, duration 2:29

    879 likes 33 comments 15 shares 61 saves

    ኣባ ሃይለ ተስፋማርያም ብሕያውነትኩም ኣብነትን ኣርኣያን ብዙሓት ኢኹም። ሰለስተ ዓመት ምሉእ ለይትን መዓልትን ብንብዓትን ንነፍሲ ወከፍኩም ካብ ምምዓድ ከም ዘየብኮርኩ፡ እናዘከርኩም ንቕሑ። ሕጂ ከኣ ንኣምላኽን ንዓኹምን ምስ ኲላቶም ቅዱሳን ኬረስትየኩምን ዚኽእል ቃል ጸጋኡን ኣማኅጽነኩም ኣለኹ። ኣነ ናይ ሓደ ሰብ ብሩር ወይ ወርቂ ኣይተመነኹን። . . . ነቲ ጐይታና ኢየሱስ ባዕሉ፣ ‘ካብ ዚቕበልሲ ዝህብ ኣዚዩ ይባረኽ’ ዝብሎ ቃል እናዘከርካ፡ ከምዚ ጌርካ ምዕያይን…

  • ክቡር ኣባ ሃይለ ተስፋማርያም ክርስትያናዊ ገድሊ ህይወቶም፡ ከምኡ'ውን ጸዋዕታን ሃረርታን ልቦም ክርስትያን መሲልካ ዘይኮነ፡ ክርስትያን በቒዕካ ንህዝበ… – video , 14K views, duration 5:09

    1.8K likes 81 comments 78 shares 129 saves

    ክቡር ኣባ ሃይለ ተስፋማርያም ክርስትያናዊ ገድሊ ህይወቶም፡ ከምኡ'ውን ጸዋዕታን ሃረርታን ልቦም ክርስትያን መሲልካ ዘይኮነ፡ ክርስትያን በቒዕካ ንህዝበ ኣምላኽ ኣገልጊልካን ምሕላፍ'ዩ ዝነበረ። ክሳብ ዕለተ ዕረፍቶም ድማ ነዚ ሃረርታን ጸዋዕታን በቒዖም ሓሊፎም። ኣባ ሃይለ ብ 1999 ክህነት ተቐቢሎም። ብ 30/05/2003 ድማ ብከቢድ ሓደጋ መኪና ኣጋጠሞም። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቕሊልሎም ድማ ደሓኑ። ብድሕሪ 'ዚ ካብ ኤርትራ ክሳብ ሽወደን ህዝብን ቤት-ክርስትያንን ኣብ…

  • ኣብዛ ምድሪ ስደት፡ ከም ቃል መድሓኒናን ጎይታናን ኢየሱስ ክርስቶስ ተስፋን ምጽንናዕን ህዝብኹም ኮይንኩም፡ እምነትን ፍቕርን ፡ ንተልእኽኦም ዝሰሓቱን… – video , 9.4K views, duration 0:45

    1.6K likes 83 comments 30 shares 89 saves

    ኣብዛ ምድሪ ስደት፡ ከም ቃል መድሓኒናን ጎይታናን ኢየሱስ ክርስቶስ ተስፋን ምጽንናዕን ህዝብኹም ኮይንኩም፡ እምነትን ፍቕርን ፡ ንተልእኽኦም ዝሰሓቱን ዝዘንግዑን እውን ሕድገት ምሂርኩም ኢኹም ኣባቴዋ!! ክትጸንሑልና ብሂግና፡ ኣምላኽ ድማ እቲ ህያው መሳርሒኡ በቶም ንሓጢኣን ዝዘርኡ ከይጉዳእን ኣብ ደረጅኦም ከይወርድን፡ ውሉደይ ንዓይ ኢሉ ሓርዩኩም። ሕሩይን ቅኑዕን ካህን፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይቀበልኩም። ብሞትኩም ንዝሓዘኑ መእመናንን ፈተውትን ጽንዓት ይሃብ።…

  • ካህን ተስፋ ካህን እምነት ካህን ፍቕሪ ካህን ተወፋይነት፡ ምስቶም ዝኽሕዱ፡ ምስ ዘጎሳቑሉ መስቀል ጼሮም፡ ካብ ሓቂ ዝሓከሉ፡ ምስኦም ተጸብጺብኩም 'ዶ… – video , 14.8K views, duration 3:57

    1.8K likes 115 comments 53 shares 139 saves

    ካህን ተስፋ ካህን እምነት ካህን ፍቕሪ ካህን ተወፋይነት፡ ምስቶም ዝኽሕዱ፡ ምስ ዘጎሳቑሉ መስቀል ጼሮም፡ ካብ ሓቂ ዝሓከሉ፡ ምስኦም ተጸብጺብኩም 'ዶ ትበሃሉ ካህን ንስኹምስ ምስ መልኣኽቲ ደኣ፡ ምስቶም ብጹኣን። ካህን ቅንዕና፡ ካህን ሓቂ ካህን ሕያውነት፡ ካህን ጽድቂ፡ ምስቶም ሓጢኣተኛታት፡ ካህናት ዝጽውዑ ምስኦም ተጸብጺበኩም'ሲ፡ ካልኣይ ከይትጉድኡ! ከም ሙሴ ኢኹም ህዝበ ኣምላኽ ትመርሑ ካህን ንህጽናን ፍቕርን፡ ሓጢኣን እተናስሑ፡ ከምቶም እናሓጥኡ፡ ኣይንሕጣእ…

  • ካብ ግዜ ንእስነቶም፡ ክሳብ ዕለተ ዕረፍቶም ከም ግቡእ ኩስኮሳ ተጌርሎም ዝዓበዩ፡ ብዝግባእ ንህዝቦም እናጓሰዩን ብፍቕሪ እናኮስኮሱን፡ ብፍሉይ ንመንእሰያት… – video , 32.9K views, duration 9:46

    2.8K likes 231 comments 345 shares 321 saves

    ካብ ግዜ ንእስነቶም፡ ክሳብ ዕለተ ዕረፍቶም ከም ግቡእ ኩስኮሳ ተጌርሎም ዝዓበዩ፡ ብዝግባእ ንህዝቦም እናጓሰዩን ብፍቕሪ እናኮስኮሱን፡ ብፍሉይ ንመንእሰያት ድማ ብንእስነትን ብስደትን ከይሰዓሩ ሞራላዊ ካህን ብምዃን፡ ምድራዊ ኣገልግሎቶምን ሃወርያዊ ተልእኽኦምን ብዓወት ፈጺሞም።" ኣብ 30/05/ 2003 ኣዝዩ ከቢድ ሓደጋ ከም ዘጋጠሞም ብግዜ ንእስነትና ሰማዕና።" እቶም ሕያዋይ ካህን፡ ካብ ኣፍ ሞት ወጺኦም……፡ ብዓይንና ክንርእዮም ሃረር እናበልና ንጽበ ነበርና።…

  • ኣደይ ልበይ ዓለምኪ፡ ንደቅኺ ድማ ንስኺ ዓለምና። ❤️👸🏽 ዝኽትምናን ድኽነትን ስዒርኪ፡ ብብርቱዕ ፍቕርኺ ኣበርቲዕክና። መዋእልና ክሒስና ዘይንመልሶ ውዕለት… – video , 5K views, duration 0:28

    462 likes 28 comments 12 shares 24 saves

    ኣደይ ልበይ ዓለምኪ፡ ንደቅኺ ድማ ንስኺ ዓለምና። ❤️👸🏽 ዝኽትምናን ድኽነትን ስዒርኪ፡ ብብርቱዕ ፍቕርኺ ኣበርቲዕክና። መዋእልና ክሒስና ዘይንመልሶ ውዕለት ኣደነት'ዩ ውዕለታኺ። ኩሉ መዓልቲ መዓልቲ ምፍቃርክን ምኽባርክን'ዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደይ ወላዲተይ። #siborahabtom #mothersday #Mom #Adey #iloveyoumom @Letina Salon @Ragnar_ጽንዓደግለ🥷🦁💙 @Fre _ ሰገነይቲ🥷💙 @Merhawit Habtom

  • ንሓዉኻ እንተሸይጥካዮ፤ ዋላ እቶም ዓደግቲ ንኹሉ ግዜ ኣይኣምኑኻን እዮም። " ኣሕዋተይ🫅🏽💙 ካብ ንኩሉ ዝስዕብ በጊዕ፡ በይኑ ደው ዝበለ ኣንበሳ ምዃን… – video , 6K views, duration 0:30

    408 likes 12 comments 46 shares 14 saves

    ንሓዉኻ እንተሸይጥካዮ፤ ዋላ እቶም ዓደግቲ ንኹሉ ግዜ ኣይኣምኑኻን እዮም። " ኣሕዋተይ🫅🏽💙 #ካብ ንኩሉ ዝስዕብ በጊዕ፡ በይኑ ደው ዝበለ ኣንበሳ ምዃን ይበልጽ። #When you go into battle, you fight to win or die.💙 #brgednhameduብርጌድንሓመዱ✊🏿💙 #brgednhamed✊🏿💙 #brgednhamed✊🏿💙💙🌿💙🌿 @officialsamiboy @ንኡሰይ`♪` ℕ𝕀𝕌𝕊𝔼𝕐 @𝐋𝐀𝐆𝐈𝐄𝐓𝐎🖇️ @Awet Ghidey 💙✌️🇨🇦 @Kiflom yikalo @Z…

  • ብዘይካ ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ( ✈️ ) ናብ ካልእ ብቦዳ ኢኻ ትጎዓዝ 🫣🫠 ናይ 3 ወርሒ ጻንሒት፡ ህይወት ኣብ ካምፓላ '' ሰቡን ምንብሩን ምጥዓሙ፡''… – video , 6.6K views, duration 0:40

    286 likes 12 comments 37 shares 15 saves

    ብዘይካ ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ( ✈️ ) ናብ ካልእ ብቦዳ ኢኻ ትጎዓዝ 🫣🫠 ናይ 3 ወርሒ ጻንሒት፡ ህይወት ኣብ ካምፓላ '' ሰቡን ምንብሩን ምጥዓሙ፡'' ስሉጥ ጉዕዞኦም ብቦዳ ምዃኑ የሰክፈካ፡ ብሞባይል ኣብ ቦዳ ኮይንካ ኣይትሰኣል ኢሎም ድማ ሕቡሽ ይስከፉልካ 😉🤭 #ክሳብ ንምለሰኩም_ከም ዝገደፍናኩም ብሰላም ጽንሑ። 💙🫂 @Raga pampa @𝐋𝐀𝐆𝐈𝐄𝐓𝐎🖇️ @ንኡሰይ`♪` ℕ𝕀𝕌𝕊𝔼𝕐 @Abiel Lasu @Letina Salon

  • 3 ወርሒ ከም 3 ሰዓት ሓጺረናኒ! ግን ንዕድመ ልክዕና ኣብ ቤትና ንእከበሉ ዘመን ርሑቕ ኣይኮነ። እታ ብህይወት ዝነብራ ምድራዊት ገነተይ ኢኺ። ከምኡ… – video , 43.4K views, duration 0:43

    3.3K likes 171 comments 89 shares 118 saves

    3 ወርሒ ከም 3 ሰዓት ሓጺረናኒ! ግን ንዕድመ ልክዕና ኣብ ቤትና ንእከበሉ ዘመን ርሑቕ ኣይኮነ። እታ ብህይወት ዝነብራ ምድራዊት ገነተይ ኢኺ። ከምኡ ስለዝኾነ ድማ'የ፡ ኩሉ ተስፋታት ምንባረይ ደጊመ ንኽረኽበኪ ሃረር እናበልኩ፡ ንመከራን መግደራን ስደት ክኢለዮ። ሰናይ ፍቓድ ኣምላኽ ኮይኑ፡ ከም ጸሎትክን ከም ተስፋታት ህይወተይን ድሕሪ 17 ዓመት ምፍልላይና፡ ደጊምና ተራኺብና። ቃልክን ጸሎትክን ንኹሉ ስዒሩ። 👸🏽❤️🫂 ቃላት ዘይገልጾ ፍቕሪ ትፍቀሪ ኣደይ 🫂😍❤️ *…

  • ናተይ ግጥሚ እንተትኸውን ኢለ፡ ኣስተማቒረን ብቕኔ ቃንዝኣ ተሓቚነን ዘይመንዋ ጥበብ።) "በሊ ሕራይ ክሓድጎ፡እቲ ዘስተማስሎ ካብ ትኽደኒ ትኪ፡ካብ ትመስሊ… – video , 61.5K views, duration 0:14

    3.1K likes 38 comments 285 shares 391 saves

    ናተይ ግጥሚ እንተትኸውን ኢለ፡ ኣስተማቒረን ብቕኔ ቃንዝኣ ተሓቚነን ዘይመንዋ ጥበብ።) "በሊ ሕራይ ክሓድጎ፡እቲ ዘስተማስሎ ካብ ትኽደኒ ትኪ፡ካብ ትመስሊ ጸለሎ፡ ዕጫና ምፍልላይ ይኹን ደኣ 'ምበር ወላ 💔🫠 ኣዳቒልና ኢና ፍቕሪ፡ተጋፊፍና ኢና ኣንሶላ።'' 🫂🫠 #varilvideo #brgednhameduብርጌድንሓመዱ✊🏿💙 #fürdich #Schmerzen #herzschmerz @ንኡሰይ`♪` ℕ𝕀𝕌𝕊𝔼𝕐 @𝐋𝐀𝐆𝐈𝐄𝐓𝐎🖇️ @Abiel Lasu

  • ድምጽኹም ከም ስማ ኮኾብ ንዝኾነት ኮኾብ ሃቡዋ 👸🏽😍❤️ – video , 2.8K views, duration 0:35

    132 likes 13 comments 15 shares 11 saves

    ድምጽኹም ከም ስማ ኮኾብ ንዝኾነት ኮኾብ ሃቡዋ 👸🏽😍❤️💙 @ https://www.eritreanqueens.com #VoteforKokobAndemariam #Queenkokob #varilvideo #schwesterherz❤️ #Modelkokob @👑 🦋🤍 @ንኡሰይ`♪` ℕ𝕀𝕌𝕊𝔼𝕐♠️ @LAGIETO DESIGNS @yordanosmengsteab @Nihmia Zeray @Yorda Make up💄 @@nahom wedi kefil

  • ወከፍ ንእሽቶ ነገር መልሲ ዝህብ ንጉስ፡ ዙፋኑ ይስእን። ✊🏿💙 – video , 1.8K views, duration 0:15

    137 likes 18 comments 7 shares 13 saves

    #ንነፍሲ ወከፍ ንእሽቶ ነገር መልሲ ዝህብ ንጉስ፡ ዙፋኑ ይስእን። #brgednhameduብርጌድንሓመዱ✊🏿💙 #fürdich #varilvideo #varial @ንኡሰይ`♪` ℕ𝕀𝕌𝕊𝔼𝕐♠️ @LAGIETO DESIGNS @sami🔗🛅🇬🇪 @Abiel Lasu

  • ሓው_እንተዘይብልካ_ኣዛብእ_ኢዮም_ዝበልዑኻ። brgednhameduብርጌድንሓመዱ✊🏿💙 bruderherz♡ allesgutezumgeburtstag🎊… – video , 2.7K views, duration 0:51

    214 likes 11 comments 8 shares 11 saves

    #ወላ_ሽሕ_ግዜ_ኣምበሳ_ኩን፡ሓው_እንተዘይብልካ_ኣዛብእ_ኢዮም_ዝበልዑኻ። #brgednhameduብርጌድንሓመዱ✊🏿💙 #bruderherz♡ #allesgutezumgeburtstag🎊🎂🎁🎈 #ሰገነይቲ💙🌿ደቂ_ኣባ_ጥመር👑 @ROBEL @Fre _ ሰገነይቲ🥷💙 @sami🔗🛅🇬🇪 @Shabay 💙✌️

  • ትኣምኖ ልኢኽካ፡ እንታይ ተሪፉኒ ኣይትበል። ናብዚ ብሉጽ ደረጃ ክትበጽሑ ኒሕኩምን ዘይምሕላልኩምን ኢዩ። ጻማ መንፍዓትኩም ድማ፡ ተሰሚኹም ኣስሚኹምና።… – video , 2.8K views, duration 1:54

    163 likes 11 comments 21 shares 9 saves

    ትኣምኖ ልኢኽካ፡ እንታይ ተሪፉኒ ኣይትበል። ናብዚ ብሉጽ ደረጃ ክትበጽሑ ኒሕኩምን ዘይምሕላልኩምን ኢዩ። ጻማ መንፍዓትኩም ድማ፡ ተሰሚኹም ኣስሚኹምና። እናበርታዕኩም ምስ ሓይልኹም ንበሩ እዞም ኣሕዋተይ ብሉጻት። 💙🫂⚽️ ፍቕርን ክብርን ንዓኹም ይኹነልና። 💙🤴🏾#ሰገነይቲ #ሰገነይቲ💙🌿ደቂ_ኣባ_ጥመር👑 #Segeneyti #fcsegeneytiholland💙🤍 @Abiel Lasu @FC Segeneyti 💙🤍 @Abi_love_22❤️ @S_<O>🤩🫀 @Sami @Segeneytii…

  • ኩርዓትና ኢኹም። 🤴🏾💙🫡 ሰገነይቲ 3 መራጉዝ 2 ሓበንን_ኩርዓትን_ብዙሓት winsforever – video , 10.2K views, duration 0:09

    860 likes 60 comments 34 shares 32 saves

    ኩርዓትና ኢኹም። 🤴🏾💙🫡 ሰገነይቲ 3 መራጉዝ 2 #ሓበንን_ኩርዓትን_ብዙሓት💙🦁🤴🏾 #ሰገነይቲ #segeneytieritrea💙 #varialvideotiktok #bluerevolution💙winsforever @Abiel Lasu @Abi_love_22❤️ @S🅰️Ⓜ️I🫀11 @Sami @FC ሰገነይቲ football club 💙 @FC SEGENEYTI🌳🇸🇪 @Snit🧸 @marti_gal_qeshi_ 💙🇳🇴 @fada Xnadegle 💙🌿💙🌿 @Fc_ሰገነይቲ_Football_club🇨🇭🦁 @FC…

  • ሓደ መዓልቲ ኩሉ ሰማዕዒ ዘስተማቕሮ፡ ሓድሽ ክሰርሕ ተስፋ ኣለኒ። ሳላ AI ሙዚቀኛ ምዃነይ ዘይተርፍ'ዩ ዝመስል። 😉 💙🌿 – video , 69.6K views, duration 1:02

    3.3K likes 36 comments 275 shares 510 saves

    ሓደ መዓልቲ ኩሉ ሰማዕዒ ዘስተማቕሮ፡ ሓድሽ ክሰርሕ ተስፋ ኣለኒ። ሳላ AI ሙዚቀኛ ምዃነይ ዘይተርፍ'ዩ ዝመስል። 😉 #varialvideotiktok #CoverMusic #bluerevolution💙🌿🔜 #teklayyemane @ንኡሰይ`♪` ℕ𝕀𝕌𝕊𝔼𝕐♠️ @N-LAጌTO @Abiel Lasu @Awet Ghidey 💙✌️🇨🇦 @habromtome @Ragnar_ጽንዓደግለ🥷🦁💙 @ውላድ ናቅፋ 💙🦁🤴📸👊 @Snit🧸

  • ድኻታት ስድራቤት ክትውለድ ምርጫኻ ኣይኮነን። ድኻ ኮይንካ ክትነብር ግን፡ምርጫኻ ኢዩ – video , 2.2K views, duration 0:54

    118 likes 11 comments 13 shares 16 saves

    #ካብ ድኻታት ስድራቤት ክትውለድ ምርጫኻ ኣይኮነን። ድኻ ኮይንካ ክትነብር ግን፡ምርጫኻ ኢዩ። #GualEri #CoverMusic #Varial #varialvideotiktok @N-LAጌTO @ንኡሰይ`♪` ℕ𝕀𝕌𝕊𝔼𝕐♠️ @Abiel Lasu @❦🅵🅸🅻🅸_🅱🅾🆈❦ @Awet Ghidey 💙✌️🇨🇦

  • Gberi ¡ Jan 23, 2026 – video , 2.9K views, duration 0:41

    121 likes 6 comments 2 shares 17 saves

    #Alexskahsay #TsneAt Gberi @N-LAጌTO @ንኡሰይ`♪` ℕ𝕀𝕌𝕊𝔼𝕐♠️ @Miracle make up 💄 @👽𓂀𐩱𐩸𐩸𐩩 𓅓𐩢𐩩𐩩𐩩 𓋹 💜 @Abiel Lasu

Showing 30 of 750 videos

Load more videos

Explore & export videos

Wedi Eri South TikTok stats

Wedi Eri South (@abosibora) has 28,976 TikTok followers as of . That is about 29K followers.

Followers
28,976
Likes
430,430
Videos
750
Likes per video
574
Average video length
1:36
Median per post
2.9K views ¡ 190 likes ¡ 13 comments ¡ 17 shares ¡ 15 saves
Average engagement per view - follower
8.3% - 0.03
Average views per follower
0.40
Most viewed recent posts
  1. “ሓደ መዓልቲ ኩሉ ሰማዕዒ ዘስተማቕሮ፡ ሓድሽ ክሰርሕ ተስፋ ኣለኒ። ሳላ AI ሙዚቀኛ ምዃነይ…” · 69.6K views · 3.3K likes · 36 comments ·
  2. “ናተይ ግጥሚ እንተትኸውን ኢለ፡ ኣስተማቒረን ብቕኔ ቃንዝኣ ተሓቚነን ዘይመንዋ ጥበብ።) "በሊ…” · 61.5K views · 3.1K likes · 38 comments ·
  3. “3 ወርሒ ከም 3 ሰዓት ሓጺረናኒ! ግን ንዕድመ ልክዕና ኣብ ቤትና ንእከበሉ ዘመን ርሑቕ…” · 43.4K views · 3.3K likes · 171 comments ·
Last post
(7 days before this check)
Posting rate
about 3.1 posts a month
TikTok content labels
Entertainment Culture (6 of 17 posts), Entertainment (6 of 17 posts)
Hashtags used most
#eritreanmusic (5), #brgednhameduብርጌድንሓመዱ (5), #catholicgeez (5), #catholic (5), #segeneyti (4)

How these numbers are counted

Wedi Eri South follower history

FollowersLikes28.8K426K28.9K428K29K430K29.1K432K29.2K434K28,976 followers on Nov 7, 202628,976430,430 likes on Nov 7, 2026430,430Nov 7, 2026

Followers on the left axis, likes on the right. Recording started on ; each day this profile is refreshed adds a point. How the follower history is recorded

About Wedi Eri South

Account created